ኣጸልሚተ፡ ኣብሪሀ
ሃንደበት፡ ኣገሪሀ
ከፊተ፡ ቀሊዐ
ብደወይ፡ ቀኒዐ
ብከውሊ፡ ብድነ
ቀሪበ፡ ደኒነ
ብድቁሳ፡ ብዱቁሰይ
ቀሊበዮ ከርሰይ
ጭራሽ ዕቡድ ኪይነ
ኣብ ብራንዳ፡ ኣብ ክሽነ
ግልጽ ኢለ፡ ቀይኒነ
በቃ ቅጫ ኮይነ
ኣብ ሰድያ፡ ኣብ ሶፋ
ኣሳፊሓ፡ ብኾፋ
ተደጊፋ፡ ተደጊፈ
ብጽባቐ ተገሪፈ
መመሊሰ ሃሪፈ
ብጽባቐ ሰኪሐ
ይናፍቓ ጸጸኒሐ።
Kidane nuguse,
2016.
ኣጸልሚተ፡ ኣብሪሀ
ሃንደበት፡ ኣገሪሀ
ከፊተ፡ ቀሊዐ
ብደወይ፡ ቀኒዐ
ብከውሊ፡ ብድነ
ቀሪበ፡ ደኒነ
ብድቁሳ፡ ብዱቁሰይ
ቀሊበዮ ከርሰይ
ጭራሽ ዕቡድ ኪይነ
ኣብ ብራንዳ፡ ኣብ ክሽነ
ግልጽ ኢለ፡ ቀይኒነ
በቃ ቅጫ ኮይነ
ኣብ ሰድያ፡ ኣብ ሶፋ
ኣሳፊሓ፡ ብኾፋ
ተደጊፋ፡ ተደጊፈ
ብጽባቐ ተገሪፈ
መመሊሰ ሃሪፈ
ብጽባቐ ሰኪሐ
ይናፍቓ ጸጸኒሐ።
Kidane nuguse,
2016.
መኒኻ’ዚ ብጽባቀ ሰኪሐ ዶ በልካ፡በዚ ውን ከምኡ’ዩ ዘሎ
LikeLike