ሕራይ፣

 

 

“ሕራይ ሕረ”

“ሕራይ ‘ሲ ኣይሓርን

ዘይተሓርየ ክሓሪ

ግን ሕራይ”

“ዘይሕራይ ንምሕራይ

ሕራይ ን ምሕራይ

በለኒ ሕራይ”

“ ንሕራይ ምሕራይ

ኣብዘይሕራይ ሕራይ

ሕራይ።”

ኪዳነ ንጉሰ  1/1/2017