“ሕራይ ሕረ”
“ሕራይ ‘ሲ ኣይሓርን
ዘይተሓርየ ክሓሪ
ግን ሕራይ”
“ዘይሕራይ ንምሕራይ
ሕራይ ን ምሕራይ
በለኒ ሕራይ”
“ ንሕራይ ምሕራይ
ኣብዘይሕራይ ሕራይ
ሕራይ።”
ኪዳነ ንጉሰ 1/1/2017
“ሕራይ ሕረ”
“ሕራይ ‘ሲ ኣይሓርን
ዘይተሓርየ ክሓሪ
ግን ሕራይ”
“ዘይሕራይ ንምሕራይ
ሕራይ ን ምሕራይ
በለኒ ሕራይ”
“ ንሕራይ ምሕራይ
ኣብዘይሕራይ ሕራይ
ሕራይ።”
ኪዳነ ንጉሰ 1/1/2017
Published by