ሓደ ዓርኪ ኣሎኒ ብንዕቀት ዝልፍልፍ
ናይ ሻሂ ከፊሉ እንቃዓ ዝጻረፍ
ሓደ ካልእ ኣሎ ምሳይ ዝመሓዞ
እቲ ናተይ ሓሳብ እቲ ናተይ ትሕዞ
ናይ ሻሂ እሞ ባዕለይ ይኸፈለሉ
ዝበልኩ እንተበልኩ ይሰማማዓሉ
ነቲ ናተይ ስራሕ ኣመና የድንቖ
ነመኖም ፈቲሐ ንመኖም ከጥብቖ፡
ወይ’ዚ ሰብ ኢሎሞ ምሉእ ዝረሓቖ።
ኪዳነ 2017/08
ሓደ ዓርኪ ኣሎኒ ብንዕቀት ዝልፍልፍ
ናይ ሻሂ ከፊሉ እንቃዓ ዝጻረፍ
ሓደ ካልእ ኣሎ ምሳይ ዝመሓዞ
እቲ ናተይ ሓሳብ እቲ ናተይ ትሕዞ
ናይ ሻሂ እሞ ባዕለይ ይኸፈለሉ
ዝበልኩ እንተበልኩ ይሰማማዓሉ
ነቲ ናተይ ስራሕ ኣመና የድንቖ
ነመኖም ፈቲሐ ንመኖም ከጥብቖ፡
ወይ’ዚ ሰብ ኢሎሞ ምሉእ ዝረሓቖ።
ኪዳነ 2017/08
Published by