ጽቡቑ ኣሕሊፉ፡ሕማቑ ኣብ መጻኢ
ቀዲሙ ፈታዊ፡ ድሒሩ ጸላኢ
ካብ ብኣጉኡ ዘይእመን
ካብ በጃኻ ኢልካ ዘይልመን
ባዕሉ ዓማጺ፡ ባዕሉ ከኣ ፈታሒ
በሊሕ ወጋኢ፡ ትርኣስ ጸናሒ
ካብ ዋና ዝሰኣነ ውራይ
ካብ ጸላኢ ምስከደ ፈካራይ
ካብ መኻን ተባዕታይ
ካብዘይሰምዕ ተማጓታይ
ኣድሕነኒ ጎይታይ
ኪዳነ2017/08
ጽቡቑ ኣሕሊፉ፡ሕማቑ ኣብ መጻኢ
ቀዲሙ ፈታዊ፡ ድሒሩ ጸላኢ
ካብ ብኣጉኡ ዘይእመን
ካብ በጃኻ ኢልካ ዘይልመን
ባዕሉ ዓማጺ፡ ባዕሉ ከኣ ፈታሒ
በሊሕ ወጋኢ፡ ትርኣስ ጸናሒ
ካብ ዋና ዝሰኣነ ውራይ
ካብ ጸላኢ ምስከደ ፈካራይ
ካብ መኻን ተባዕታይ
ካብዘይሰምዕ ተማጓታይ
ኣድሕነኒ ጎይታይ
ኪዳነ2017/08
Published by