#ኣዲ’ኣይኮንኩን#

ክቡራት ተኻታተልቲ cinemahabesha.com  ኣብዝሓለፈ 4 ዓመታት ተጻሒፋ ንሕትመት ድልውቲ ዝነበረት መጽሓፍይ ፡ ብሰሪ ቁልጡፍ ምዕባለ ናይ ተክኖሎጂ፡ ምስ ኣንበብቲ ወይ ሰማዕቲ ዘሎ መራኸቢ መስመራት፡ ካብ ምንምባብ  ናብ ምስማዕን ምርኣይን ስለዝተቐየረ እነሆ መጽሓፈይ ብመልክዕ ዝስማዕ ድምጺ ኣቢለ ኣብ youtub ክዝርግሓ ይዳሎ ኣሎኹ፡ ምድላዋት ወዲኣ ክሳብ ዝመጸኩም ብተስፋ ተጸበዩኒ፡
ሓውኹም ኪዳነ ንጉሰ።