Contact

cinemahabesha.wordpress.com

cinema habesha.facebook

cinema,habesha ( instagram

email, nugnuguse@gmail.com

ሰላም ሰላም ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ተኻታተልቲ cinema Habesha.com
መርበብ ሓበሬታና( website) ብዝለዓለ መልኩዑ ይስራሕን ይሰርሕን ኣሎ፡ ይዳለውን ይጸባበቅን ኣሎ። ካብዚ ሒጂ ሰዓት ጀሚሩ ዝተፈላለየ ኣገልግሎት ክህብ ተዳልዩ ኣሎ።
# ንጸሓፍቲ ( ግጥሚ ልቢ ወለድ ዛንታ ሓጺር ዛንታ ዳየሪን ) ዝተዳለወ ቦታ ኣለና። ጹሑፋትኩም ዝእንገደሉ ገጽ ተዳሉዩ ኣሎ። ብ email ሓንሳብ ምስ ኣተኹም ኩሉ ሳዕ ጽሑፍኩም ክትዝርግሑ ብዘይ ጸገም ክትክእሉ ኢኹም።
#video ( film, comedy, motivational, or other videos,)

ሓንሳብ ብ Email ኣቲኹም ኣብዚ ነባሪ ሰነድ ክትሰቕልዎ ትኽእሉ ኢኹም። ኩሉ ቪደዮታት ምስ ናይ youtube channele ( cinemahabesha@youtube.com) ከነተኣሳስሮ ኢና።
#NB ብተወሳኺ፡ ፍርያትኩም ከተዋዕዉዑ እትደልዩ ንዘይተወሰነ እዋን ብነጻ ኣብ website and youtube channel ክነወዓወዓልኩም ምዃና ንሕብር።
ምሳና ሕበሩ ሓሳብኩምን ሕልምኹም ኣብ ግብሩ ረኣይዎ።